TextID MasterPage.Accessibility.SkipLink.Content (ti-ER) not found
TextID MasterPage.Accessibility.SkipLink.Navigation (ti-ER) not found
Möglicherweise versuchen Sie, mit einem gesicherten Browser auf dem Server auf diese Website zuzugreifen. Aktivieren Sie Skripts, und laden Sie diese Seite dann erneut.
Navigation
Suche
Anscheinend ist in Ihrem Browser JavaScript nicht aktiviert. Aktivieren Sie bitte JavaScript, und versuchen Sie es erneut.
Flüchtlinge Graubünden
Fugitivs Grischun
Rifugiati Grigioni
Sprachwahl
Deutsch
Arabisch
Dari/Farsi
English
Somalisch
Tamilisch
Tigrinya
Türkisch
Hauptnavigation
ብዛዕባና
ዑቑባት
ወሃብቲ ስራሕ
ውፉያት
ካብ ኢንተርነት ክወርድ ዝኽእል
ርክባት
TextID QuickLink.MetaHomeLink (ti-ER) not found
Suche
Anscheinend ist in Ihrem Browser JavaScript nicht aktiviert. Aktivieren Sie bitte JavaScript, und versuchen Sie es erneut.
Bereichsnavigation
Mobile.SubMenuOpen
መዓልታዊ ህይወት ኣብ Graubünden
ቋንቋ
ትምህርትን ስራሕን
ናይ ስዊዘርላንድ ስርዓተ ትምህርቲ
ሞያዊ ምውህሃድ
ስልጠናን ተወሳኺ ስልጠናን
ቤተ ሰብን ስራሕን
ናይ ተመኩሮ ጸብጻባት
ክፍለጥ ዝግብኦ
Inhaltsbereich
ናይ ተመኩሮ ጸብጻባት
ናይ ምእላይ ሓጋዚት SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል) እየ. (Jirom Haile, ኤርትራ)
ኣደን፣ በዓልቲ ሓዳርን፣ ናይ ምእላይ ሓጋዚትን እየ። ቀሊል ኣይኮነን ግን ይከኣል እዩ።
2021
ምፍላም ስልጠና ሞያ ሓለዋ ጥዕና EFZ (ፈደራላዊ ምስክር ብቖዓት)
ቋንቋ ጀርመን B2
2018
ናይ ምሉእ ውዕል ስራሕ ሓጋዚት ኣለይቲ SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል)
ናይ ምእላይ ሓጋዚት SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል)
ስልጠና ናይ ምእላይ ሓጋዚት SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል)
ልምምድ ስራሕ ናይ ምእላይ ሓጋዚት 12 ኣዋርሕ
2017
ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ ዕዮ ብዛዕባ ምድላይ ቦታ ስራሕ
2016
መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
ቋንቋ ጀርመን A2/B1
2015
ቋንቋ ጀርመን A03/A1
ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ ሰራሕተኛ (Biologielaborant) እየ. (Semane Yemane, ኤርትራ)
«ሕልመይ ጽቡቕ ናይ ሞያ ትምህርቲ ክመሃርን፣ ብድሕሪኡ ኸኣ ብቐጻሊ ስልጠና ክገብርን እዩ። ስለዚ ከኣ ኣብርቲዐ ይጽዕር፣ ንኹሎም ዝቕረቡለይ ዕድላት ከኣ ይጥቀመሎም።»
2021
ምሉእ ውዕል ስራሕ ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ ፌደራላዊ ምስክር ብቕዓት EFZ
2019
ምሉእ ውዕል ስራሕ ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ ፌደራላዊ ምስክር ብቕዓት EFZ
ምውዳእ ስልጠና ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ ፌደራላዊ ምስክር ብቕዓት EFZ
2015
ምጅማር ስልጠና ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ (Biologielaborant) EFZ
ቋንቋ ጀርመኝ B2
ልምምድ ስራሕ ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ 6 እዋርሕ
2014
ልምምድ ስራሕ ናይ ስነ መግቢ ተክኖሎጂ 12 ኣዋርሕ
2013
ናይ ጽርየት ሰራሕተኛ
ኮርስ ሓፈሻዊ ትምህርትን ማሕበረ ሰባዊ ስነ ፍልጠትን
መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
2012
ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ
ልምምድ ስራሕ ዳግመ መዓላ (Recycling) 2 ኣዋርሕ
ናይ ቤት መግብን መዘናግዕን ልምምድ ስራሕ (ኮርስ) 2 ኣዋርሕ
2009
ሰራሕተኛ ዕዮ ጽሬት
ቋንቋ ጀርመን A1/A2/B1
ናይ ዘቤትዊ ዕዮታት ሰራሕተኛ እየ. (Kidane Aradom, ኤርትራ)
«ቋንቋ ጀርመን ምዝራብን ምርዳእን ብዙሓት ዕድላት ዝኸፍት ኣገዳሲ መፍትሕ እዩ»
2021
ምሉእ ዉዕል ስራሕ ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ
ተወሳኺ ስልጠና Brückenbauer (NCBI/Fachstelle Integration Graubünden)
ናይ SRK Graubünden (ቀይሕ መስቀል ግራውብዩንደን) ናይ ናጻ ድሌት ጽምዶ ንቐረብ ምውህሃድ «Eins zu Eins»
2018
ምሉእ ዉዕል ስራሕ ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ
ምዝዛም ሞያዊ ስልጠና ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ
2016
ምፍላም ሞያዊ ስልጠና ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ
ቋንቋ ጀርመን B2
ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ቤት መግብን መዘናግዕን
2015
ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ቤት መግብን መዘናግዕን
ኮርስ፣ ሓፈሻዊ ትምህርትን ማሕበረ ሰባዊ ስነ ፍልጠትን
ቋንቋ ጀርመን B1
2014
ናይ ስራሕ ልምምድ ምፍንቃል እምኒ 4 ኣዋርሕ
መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
ቋንቋ ጀርመን A1/A2
ኣነ ሰንካት ፒሳ (Pizzaiolo) እየ. (Chingme Rinzin Sharpatsang, ዞባ ርእሰ ምምሕዳር ቲቤት)
«ስርሐይ ምስ ሰብ ስለ ዝኾነን፣ ስለ ዘይምነወንን እፈትዎ እየ።»
2021
ምሉእ ውዕል ስራሕ ከም ሰንካት ፒሳ (Pizzaiolo)
2018
ምሉእ ውዕል ስራሕ ከም ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ቤት መግብን መዘናግዕን
ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ክሽነ
2017
ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ክሽነ
2016
ስልጠና ናይ ኩለንተናዊ ኣገልግሎት ዕዮ ክሽነ 6 ወርሒ
መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
2015
መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
ናይ ጥዕናን ማሕበረሰባውን ጉዳይት ተሓጋጋዚት ክኸውን እየ. (Shevin Hasan, ሶርያ)
«ናብ ናይ ሞያይ ሽቶ ንምብጻሕ ከም ዝከኣለኒ ቀልጢፈ ቋንቋ ጀርመን አጽንዕ»
2021
ደላዪት ናይ ስልጠና ቦታ ተሓጋጋዚት ጉዳያት ማሕበረ ሰብን ጥዕናን EBA (ፈደራላዊ ምስክር ሞያ) እየ
ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል (SRK) ኮርስ ሓጋዚት ኣለይቲ
2019
ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ሓጋዚት ምእላይ
2018
ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ሓጋዚት ምእላይ
ልምምድ ስራሕ ከም ሓጋዚት ምእላይ 6 ኣዋርሕ
ቋንቋ ጀርመን B2
2017
መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
ቋንቋ ጀርመን A2/B1
2016
ቋንቋ ጀርመን A03/A1
TextID MasterPage.Accessibility.Head.Footer (ti-ER) not found