Navigation

Inhaltsbereich

ናይ ምእላይ ሓጋዚት SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል) እየ. (Jirom Haile, ኤርትራ)

ኣደን፣ በዓልቲ ሓዳርን፣ ናይ ምእላይ ሓጋዚትን እየ። ቀሊል ኣይኮነን ግን ይከኣል እዩ።

2021

  • ምፍላም ስልጠና ሞያ ሓለዋ ጥዕና EFZ (ፈደራላዊ ምስክር ብቖዓት)
  • ቋንቋ ጀርመን B2

2018

  • ናይ ምሉእ ውዕል ስራሕ ሓጋዚት ኣለይቲ SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል)
  • ናይ ምእላይ ሓጋዚት SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል)
  • ስልጠና ናይ ምእላይ ሓጋዚት SRK (ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል)
  • ልምምድ ስራሕ ናይ ምእላይ ሓጋዚት 12 ኣዋርሕ

2017

  • ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ ዕዮ ብዛዕባ ምድላይ ቦታ ስራሕ

2016

  • መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
  • ቋንቋ ጀርመን A2/B1

2015

  • ቋንቋ ጀርመን A03/A1

ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ ሰራሕተኛ (Biologielaborant) እየ. (Semane Yemane, ኤርትራ)

«ሕልመይ ጽቡቕ ናይ ሞያ ትምህርቲ ክመሃርን፣ ብድሕሪኡ ኸኣ ብቐጻሊ ስልጠና ክገብርን እዩ። ስለዚ ከኣ ኣብርቲዐ ይጽዕር፣ ንኹሎም ዝቕረቡለይ ዕድላት ከኣ ይጥቀመሎም።»

2021

  • ምሉእ ውዕል ስራሕ ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ ፌደራላዊ ምስክር ብቕዓት EFZ

2019

  • ምሉእ ውዕል ስራሕ ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ ፌደራላዊ ምስክር ብቕዓት EFZ
  • ምውዳእ ስልጠና ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ ፌደራላዊ ምስክር ብቕዓት EFZ

2015

  • ምጅማር ስልጠና ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ (Biologielaborant) EFZ
  • ቋንቋ ጀርመኝ B2
  • ልምምድ ስራሕ ናይ ባዮሎጂ ላቦራቶሪ በዓል ሞያ 6 እዋርሕ

2014

  • ልምምድ ስራሕ ናይ ስነ መግቢ ተክኖሎጂ 12 ኣዋርሕ

2013

  • ናይ ጽርየት ሰራሕተኛ
  • ኮርስ ሓፈሻዊ ትምህርትን ማሕበረ ሰባዊ ስነ ፍልጠትን
  • መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን

2012

  • ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ
  • ልምምድ ስራሕ ዳግመ መዓላ (Recycling) 2 ኣዋርሕ
  • ናይ ቤት መግብን መዘናግዕን ልምምድ ስራሕ (ኮርስ) 2 ኣዋርሕ

2009

  • ሰራሕተኛ ዕዮ ጽሬት
  • ቋንቋ ጀርመን A1/A2/B1

ናይ ዘቤትዊ ዕዮታት ሰራሕተኛ እየ. (Kidane Aradom, ኤርትራ)

«ቋንቋ ጀርመን ምዝራብን ምርዳእን ብዙሓት ዕድላት ዝኸፍት ኣገዳሲ መፍትሕ እዩ»

2021

  • ምሉእ ዉዕል ስራሕ ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ
  • ተወሳኺ ስልጠና Brückenbauer (NCBI/Fachstelle Integration Graubünden)
  • ናይ SRK Graubünden (ቀይሕ መስቀል ግራውብዩንደን) ናይ ናጻ ድሌት ጽምዶ ንቐረብ ምውህሃድ «Eins zu Eins»

2018

  • ምሉእ ዉዕል ስራሕ ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ
  • ምዝዛም ሞያዊ ስልጠና ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ

2016

  • ምፍላም ሞያዊ ስልጠና ኣገልግሎት ዘቤትዊ ዕዮ (EBA) ፌደራላዊ ምስክር ሞያ
  • ቋንቋ ጀርመን B2
  • ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ቤት መግብን መዘናግዕን

2015

  • ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ቤት መግብን መዘናግዕን
  • ኮርስ፣ ሓፈሻዊ ትምህርትን ማሕበረ ሰባዊ ስነ ፍልጠትን
  • ቋንቋ ጀርመን B1

2014

  • ናይ ስራሕ ልምምድ ምፍንቃል እምኒ 4 ኣዋርሕ
  • መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
  • ቋንቋ ጀርመን A1/A2

ኣነ ሰንካት ፒሳ (Pizzaiolo) እየ. (Chingme Rinzin Sharpatsang, ዞባ ርእሰ ምምሕዳር ቲቤት)

«ስርሐይ ምስ ሰብ ስለ ዝኾነን፣ ስለ ዘይምነወንን እፈትዎ እየ።»

2021

  • ምሉእ ውዕል ስራሕ ከም ሰንካት ፒሳ (Pizzaiolo)

2018

  • ምሉእ ውዕል ስራሕ ከም ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ቤት መግብን መዘናግዕን
  • ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ክሽነ

2017

  • ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ኩለንተናዊ ኣገልጋሊ ክሽነ
  • 2016

    • ስልጠና ናይ ኩለንተናዊ ኣገልግሎት ዕዮ ክሽነ 6 ወርሒ
    • መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን

    2015

    • መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን

    ናይ ጥዕናን ማሕበረሰባውን ጉዳይት ተሓጋጋዚት ክኸውን እየ. (Shevin Hasan, ሶርያ)

    «ናብ ናይ ሞያይ ሽቶ ንምብጻሕ ከም ዝከኣለኒ ቀልጢፈ ቋንቋ ጀርመን አጽንዕ»

    2021

    • ደላዪት ናይ ስልጠና ቦታ ተሓጋጋዚት ጉዳያት ማሕበረ ሰብን ጥዕናን EBA (ፈደራላዊ ምስክር ሞያ) እየ
    • ናይ ስዊዘርላንድ ቀይሕ መስቀል (SRK) ኮርስ ሓጋዚት ኣለይቲ

    2019

    • ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ሓጋዚት ምእላይ

    2018

    • ናይ ክፋል ማእቶት ስራሕ ከም ሓጋዚት ምእላይ
    • ልምምድ ስራሕ ከም ሓጋዚት ምእላይ 6 ኣዋርሕ
    • ቋንቋ ጀርመን B2

    2017

    • መረዳእታ ናይ ዝጥለብ ብቕዓት ስራሕን ቀረብ ምድላዋትን
    • ቋንቋ ጀርመን A2/B1

    2016

    • ቋንቋ ጀርመን A03/A1