Navigation

Inhaltsbereich

Mulitbild Home

Zwei Männer im Gespräch
Mann bei der Arbeit
Frau sitzt im Park

ምውህሃድ ናይ ተፈላጥነት ዝረኸቡ ስደተኛታትን፣ ግዝያዊ ተቐባልነት ዘለዎም ሰባትን ጉዳይ ናይ ምሉእ ሕብረተሰብን፣ ንረብሓ ምሉእ ሕብረተሰብን እዩ። ነዚ ሓቢርና ነተግብሮ።

ኣብዚ ገጽ ናይዚ መርበብ እዚ ምውህሃድኩም ብዓወት ንምትግባር ዝሕግዙኹም መረዳእታታ፣ ናይ ሓበሬታ ጽሑፋትን፣ መመላኸትቲ ጽሑፋትን ቀሪብና ኣለና።

ዝድለይ ትሕዝቶ ነገር ተደልዩ ብቐሊሉ ምእንቲ ክርከብ ሓበሬታታት ኣብ ሰለስተ ጉጅለታት ተመቒሎም ተቐሪቦም ኣለው።

ኣብ መስርሕ ፈደራላዊ ምውህሃድ ስለ ዘሎኩም ተገዳስነትን ንዕኡ ንምዕዋቱ ስለ ትገብርዎ ኣብርክቶን ነመስግነኩም።

ንዝኾነ ሕቶታትን ናይ ምብርትታዕ ሓሳብትን ብዝምልከት ንክንራኸበኩም ሕጉሳት ከም ዝኾንና ንገልጸልኩም።

 

ናይ ክፍሊ ምውህሃድኩም ጉጅለ