Navigation

Inhaltsbereich

ምስ ጎረባብትኹም ክትራኸቡን ክትተዓራረኹንዶ ትደልዩ? ምስ መሳርሕትኹም ብዝሓሸ ክትረዳድኡን፣ኣብ ዝርርባት ክትካፈሉንዶ ትደልዩ? ኣብ ኣኼባታት ወለዲ ናይ ቤት ትምህርቲ ናይ ውላድኩም መማህራን ንዝብልዎ ብዝሓሸ ክትርድኡዶ ትደልዩ? ካብ ቤተ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ክትልቅሑዶ ትደልዩ? ቋንቋ ጀርመን ምምሃር ኣብ ብዙሓት ተግባራት ናይ ተኽእሎ ማዕጾታት ይኸፍተልኩም እዩ።