መዓልታዊ ህይወት ኣብ Graubünden
                    
                  
                  
    	
	
  
	
      
        
	
    
	ምሳ ሓድሽ ዓድኹም ብቕልጡፍ ክትላለዩ ትደልዩ‘ዶ?ኣብ Graubünden  መነባብሮኹም ባዕልኹም ክትመርሑ ትደልዩ‘ዶ?ኣብ ገዛውትኹም ኣስተርሒኹም ክትነብሩ‘ዶ ትደልዩ? ኣየኖት ሰበ መዚ ናይ ኣየኖት ጉዳያት ሓለፍቲ ምዃኖም ክትፈልጡ ትደልዩ‘ዶ? ሓድሽ ማሕበረሰባዊ ርክባት ክትገብሩ ትደልዩ‘ዶ? - ንዘሎ ናይ ሓበሬታን ኣገልግሎታት ምኽርን ቀረባት ተጠቐሙሉ፣ ሓድሽ ዝምድናታት ፍጠሩ፣ ብዛዕባ መነባብሮን ተቐማጦን Graubünden ተገደሱ፣ ኣብ ብዙሕነታዊ ማሕበረ ሰብና ኸኣ ተዋስኡ።